New Eritrean Music 2018 by ZerEsenay Ghirmay- "መዘጉፍ ምስ ጨሞር" ብዘርእሰናይ ግርማይ ( ተዛረብ)

  • ራድዮ ስምረት፣ ብሓልዮት ክፍሊ ዜናን ባህልን ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዝፍኖ ናይ ራድዮ መደብ እዩ። ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር፣ ህግደፋዊ ወጽዓ ዝመረሮም ብህዝባዊ ፍቅሪ ልቦም ዝነደደ ኤርትራዊ ሕልንኦምን ሓበኖምን ዘይነጸፈ ዝተተኽለ ሃገራዊ ህዝባዊ ደሞክራሳዊ ምንቅስቃስ እዩ። ዕላማ ስምረት፣ ነቲ ብዘይ ፍቃድ ህዝቢ ኣብ ዝባን ምልኪ ተወጢሑ ዘሎ ዓማጺ ንኽወርድ፣ እቲ ስልጣን ናብ’ቲ ዋንኡ ዝኾነ ህዝቢ ከም ዝምለስ ምግባር፣ ኣብ ኤርትራ ንኹሉ ዜጋ ዘሳትፍ፣ ብቅዋም ዝምራሕ መንግስቲ ህዝቢ ብህዝቢ ክትከል ምቅባር፣ መብጽዓ ሰማእታት ዝኾነ ዕላማ ምህናጽ ሓራን ደሞክራሳዊትን ምዕብልትን ሃገር ኤርትራ ኩዉን ምግባርን፣ ኤርትራን ኤርትራውነትን ክነብሩ፣ ኤርትራዊ ክብረትን መንነትን ክዕቀብን ክቅጽልን ምስራሕ እዩ!!!
    ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘል ኣለም ክነብሩ እዮም።
    ሓርነትና ናይ ግድን እዩ!!!

    Category : Eritrea Music Videos

    #new#eritrean#music#2018#zeresenay#ghirmay#quot#መዘጉፍ#ምስ#ጨሞር#ብዘርእሰናይ#ግርማይ#ተዛረብ

    0 Comments and 0 replies
arrow_drop_up