NEW ERITREAN MUSIC, ት'ንዓይ ዝመስል Ti'neay zmessl # jorjor berih (ጆርጆ በሪህ)

  • ኣብ ስነጥበብ ብሓቂ ጸዓሪ ዘፍሰሰ ሰብ እዩ፡ ትዕግስቱ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ብልጩኡ እዩ። ኣብ ጥበብ ዘለዎ ፍቅሪ ውን ሱር ዝሰደደ እዩ። ዝሓሰቦ ዝሰልጦን ካብ ዙርይኡ ናይ ዓወት መንፈስ ዘይፍለዮ መንእሰይ እዩ። ጆርጆ በሪህ ናይ ፈለማ፡ክሊፕ ናብ ተዓዘብቲ የቕር። ንዕግበት ኣፍቀርቱ ልዑል ግምት ዝህብ፡ ዕምቆት ዘልዎ ስራሕ ንምስራሕ ንውሕ ዝበለ ጊዜ ዝወሰደ እዩ። " ዘይከኣል የለን" ኣብትሕቲ ዝብል ጭርሖ ከኣ ኣብዚ በጺሑ ኣሎ። ዮሃና ጀርጆ በሪህ፡ኣታባብዕለይ ክቡራት ሰብ ጥበብ።

    Category : Eritrea Music Videos

    #new#eritrean#music##039#ንዓይ#ዝመስል#ti#neay#zmessl#jorjor#berih#ጆርጆ#በሪህ

    0 Comments and 0 replies
arrow_drop_up