Mestyat Tibeb | Eritrean Music 2019 Sami Tesfahiwet Yiakil ይኣክል

  • ቻነል መስትያት ጥበብ፣ ውላድ መስትያት ቤትና ኮይና ንኤትራዊ ባህሊ ንምዕባይን ሓደስቲ ስነጥበባውያን ክፍርዩ ንምሕጋዝን ኣእዳዋ ሰብሲባ ክትሰርሕ ዝተበገሰት ማዕከን እያ። ኣብዚ ቻነል ዝተፈላልዩ ግጥምታት ልቢ ወለዳትን ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ተሞርኪሶም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ይትረኹ ብዘይካ'ዚ ዝተፈላለዩ ሙዚቃዊ ስርሓት'ውን ዘካተተ እዩ። ዝኾነ ተውህቦ ኣለኒ ዝብል ስነጥበባዊ ድማ ክእለቱ ክፍትሽ ኣብ'ዛ ቻነል ስርሓቱ ከቕርብ ዕዱም እዩ።

    Category : Eritrea Music Videos

    #mestyat#tibeb#eritrean#music#2019#sami#tesfahiwet#yiakil#ይኣክል

    0 Comments and 0 replies
arrow_drop_up