New Eritrean Music 2018 'Flyti'ya' by Yohannes Tekle

  • New Eritrean Music 2018 'Flyti'ya' by Yohannes Tekle (John Beja Asmara)
    ብመጀመርታ ነቲ ብዘይ ክፍሊት ዕደምይ ምሉእ ብጥዕናን ብፍቅርን ሂወተይ ንኽነብርን ንኽሰርሕን ዝገበርካ ልዑል ፈጣሪ ክብርን ምስጋን ነዓኻ። ብምቅጻል ሰላም ንዓኹም ሰላምኩም ይብዛሕ ይንዳበልኩ ነቶም ከይተሓለልኩም ኣብ ኩሉ ስራሓተይ ብሞራልን ሓልዮትን ካብ ጎነይ ከይተፈለኹም ተተባቡዑኒን ሃናጽ ርኢቶ እትህቡንን መተዓቢተይ ፡ መማህርተይ ፡ መጋድልተይ ፡ ናይ ስደት መናብርተይ ፡ ናይ ስነጥበብ ስድራቤተይን ኣብ ኩሉ ጫፋት ናይ ዓለም ትርከቡ ቲፎዘይን ሕጂ ውን ኣኣብ ዘለኹሞ ፍቅርን ሰላምን እንዳተመነኹ ኣዛ ፍልይቲ ያ ትብል ንጽል ደርፈይ ጆባእ ይብለኩም።
    Jhon Beja Asmera
    Thanks!!
    ፍልይቲ ደርፊ፡ ብፍሉይ ድምጻዉ፡ ምስ ፍሉያት ሰባት፡ ኣብ ፍሉይ ቦታ፡ ምስ ፍሉይ ኣጋጣሚታት፡ ብፍሉይ ካሜራ ማን፡ ብፍሉያት ዳይሪክተራት፡ ኣብ ፍልይቲ ቻነል፡ ንፍሉያት ተከታተልትና፡
    ከምቲ ልሙድ ዝኾነይ ይኹን ርኢቶ ይኹን ነቀፌታ ብናጽነት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ስክፍታ ክትህቡ ብደስታ ንጽበ።
    Savana/ሓበሻ Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
    For More Video Please SUBSCRIBE Here www.youtube.com/user/65tes?sub...
    www.youtube.com/user/65tes
    © 2018 Copyright: Savana/ሓበሻ

    Category : Eritrea Music Videos

    #new#eritrean#music#2018#039#flyti#ya#yohannes#tekle

    0 Comments and 0 replies
arrow_drop_up