ERITREAN MUSIC: Sami and Abraham: with ENSF-Hidri members Israel branch 07/08/2015

  • ዕላማና ሕድሪ ሰማእታትና ምትግባር እዩ፣ ሕድሪን ለበዋን ሰማእታትና ድማ፣ እታ ሂወቶም ዝበጀውላ ሓላል መሬት፣ ህዝባ ብሰላምን ቅሳነትን፣ ፍትሕን ማዕርነትን ክነብረላን ክነባበረላን ድኣ'ምበር ብፍርሕን ራዕድን፣ ብስደትን ህልቂትን ኣማዕድዩ ከም ጓና ክጥምታ ኣይኮነን። ተሰዲዶም ዝነበሩ ናብ ሃገሮም ንኽኣትዉ ክህንጠዩ'ምበር ኣብ ሃገሮም ዘለዉ ስደት ክናፍቑን ንዝተሰደዱ ከም ዕድለኛታት ክርእዩን ኣይኮነን፣ ዓወት ንሓፋሽ ብተግባር! ግሃድኤ-ሕድሪ።

    Category : Eritrea Music Videos

    #eritrean#music#sami#abraham#ensf#hidri#members#israel#branch#07#08#2015

    0 Comments and 0 replies
arrow_drop_up