New Eritrean Music 2018 Thomas Alazar ''ዕምባባይ''

  • New Eritrean Music 2018 Thomas Alazar ''ዕምባባይ''
    Savana/ሓበሻ Digital music distribution and promotion.
    Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama... || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ
    www.youtube.com/user/65tes?sub...
    www.youtube.com/user/65tes
    © 2017 Copyright: Savana/ሓበሻ
    ቶማስ ቶማስ ቶማስ
    ግጥምን ዜማን ብ ማዕረ ብምዉህሃድ ኩሉ ግዜ ናይ ተስፋ, ናይ ፍቅሪ ናይ ሓድነት ዝደርፍ፣ ትርጉም ምንባር ተረዲኡ ትርግታ ልቢ ደገፍቱ ሰሚዑ ህድእ ብዝበለ ቃና መልእክቱ ዘሕልፍ፣ ዜምኡን ግጥሙን ፍረ ዘለዎ ገላጺ ጥበብን ምስትውዓልን ዝሓለፎ ብፉሉይ ከኣ ያሬዳዊ ዜማ ዝዝይም ንሰማዒ እንሳዕ ትርግታ ልቡ ዝሰምዕ፣ መሳርሒ ሙዚቃ ክራር፣ ኦርጋን፣ ላይፍ ድራም፣ ሊድ፣ በይዝ ጊታር፣ ዋጣ፣ ኪቦርድ፣ ሻንቡቆ ኣጸቢቑ ዝጻወት ኣብ ኩሉ ከድምዕ ዝክእል ኩሉ ዘማለአ ፍልይ ዝበለ ናይ ዘበና ፍቱው ስነ-ጥበበኛ'ዩ።
    ቶማስ ናይ ባዕሉ ቅዲ ስነ ጥበብ ሙዚቃ ሒዙ ዝመፀ ዕዉትን ውጽኢታውን ስራሕ ዝሰርሕ ተስፋ፣ ፍቅሪ፣ ሂወት፣ ፅንኣት፣ እምነት፣ ዝንበቦ መምህር'ዩሞ ናይ ኩላትና ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ደገፍና ኣይፈለዮ።
    ሕጂ ድማ ''ዕምባባይ'' ዘርእስታ ሓዳስ ቪድዮ ክሊፕ ሒዙልና መጺኡ ኣሎ፡ ጥዕምቲ ደርፊ እያእሞ ኣስተማቕርዋ፡ላይክ እቶም ካልኦት መታን ክሰምዕዎ ሼር ግበርዋ። Let's Share and Support the Artist

    Category : Eritrea Music Videos

    #new#eritrean#music#2018#thomas#alazar#&039;&039;ዕምባባይ&039;&039;

    0 Comments and 0 replies
arrow_drop_up