New Eritrean music 2018 Issac Okbay Metselelitey ኢሳቕ ዑቕባይ 'መጸለሊተይ' ሓዳስ ደርፊ 2018

  • ኢሳቕ ዑቕባይ ሓደ ካብቶም ብስነጥበባዊ ኣገባብ ተኾስኩሶም ዝዓበዩ መንእሰያት ኮይኑ ቅድሚ ሕጂ ንብዙሓት ድምጻውያን ካብ እዝኒ ሰማዕቱ ሓሊፉ ኣብ ልቢ ዝሓድር ዜማታት ዘበርከተ ሓያል ስነጥበበኛ እዩ። እነሆ ከኣ ሎሚ ነዛ ሓዳስ ስራሕ ሒዙልና ይቐርብ ።
    ባሌና ኢንተርተይመንት 'ዉን ከም ፈላሚ ድምጻዊ ቦኽሪ መደባታ በዚ ዉልዶ ስነጥበበኛ በዛ ወንኻ ትቕስቅስ ባህላዊት ዜማ ከም መመወስታ ናብ ህዝቢ ከቕርባ ዝስመዖ ሓበን ወሰን የብሉን ፤ንድምጻዊ ኢሳቕ ዑቕባይ ጽቡቕ ዕድል እንዳተመነና ተዓዘብቲ ብሳብስክራይብ፤ ላይክ ከምኡ'ውን ሼር ብምግባር ከምትደጋገፉና ኣይንጠራጠርን ።
    ባሌና ኢንተርተይመንት
    #StraightFromAsmara the songwriter of some of your beloved songs by Semhar Yohannes, Selomie, and Nahom; Baliena Entertainment presents Issac Okbay with his debut hot guayla. Please enjoy and don’t forget to like, share, and subscribe. #AtiWezam

    Category : Eritrea Music Videos

    #new#eritrean#music#2018#issac#okbay#metselelitey#ኢሳቕ#ዑቕባይ#&039;መጸለሊተይ&039;#ሓዳስ#ደርፊ

    0 Comments and 0 replies
arrow_drop_up