New Eritrean Music 2018 'Semay' Hanival Asres

  • New Eritrean Music 2018 ''ሰማይ" Hanival Asres
    ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብጆግራፍ፡ ታሪኽ፡ ባህሊ፡ ቋንቋ፡ ሃይማኖት፡ዝተጠምሩ፡ መሰረታዊ ሓባራዊ ረብሓታት ዘለዎም ህዝብታት እዮም። ኣብዚ ዝሓለፈ ዓሰርተታት ዓመታት፡ ኣብዚ ሓባራዊ ውርሻ ዝተመስረተ ብሩህ መጻኢ ንምህናጽ ዝነበሮም ዕድላት ተነፊጎም ጸኒሖም'ዮም፡ ነዚ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈሉሉን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ውን ኣሉታዊ ስንብራት ዝገደፈን ምዕራፍ ዓጽዮም፡ ነቲ ዝኸሰርዎ ዕድላት ከምልሱን ካብኡ ዝዓበየ ወርቃዊ ዕድላት ክፈጥሩን ብምብጋሶም መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ኤርትራን፡ ሃንቀውታን ድልየታትን ህዝብታቶም ዝገልጽ ሓባራዊ ስምምዕ ብምብጽሖም ክምስገኑ ይግብኦም።
    ንመላእ ሕዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ድማ እንቋዕ ሓጎሰና - እንኳን ደስ ያለን / ፍቅር ያሸንፋል - ፍቕሪ ይስዕር
    ንኹሉኹም ኣፍቐርቲ ሙዚቃን ደላይ ሰላምን ''ሰማይ" እትብል እዋናዊት ደርፊ ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ ብ ስነ-ጥበባዊ ''ሃኒባል ኣስረስ ዝተዳለወት ናባኹም ነብላ።
    Savana/ሓበሻ Digital music distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
    For More Video Please SUBSCRIBE Here www.youtube.com/user/65tes?sub...
    www.youtube.com/user/65tes
    © 2018 Copyright: Savana/ሓበሻ

    Category : Eritrea Music Videos

    #new#eritrean#music#2018#&039;semay&039;#hanival#asres

    0 Comments and 0 replies
arrow_drop_up