ቻነል መስትያት ጥበብ፣ ውላድ መስትያት ቤትና ኮይና ንኤትራዊ ባህሊ ንምዕባይን ሓደስቲ ስነጥበባውያን ክፍርዩ ንምሕጋዝን ኣእዳዋ ሰብሲባ ክትሰርሕ ዝተበገሰት ማዕከን እያ። ኣብዚ ቻነል ዝተፈላልዩ ግጥምታት ልቢ ወለዳትን ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ተሞርኪሶም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ይትረኹ ብዘይካ'ዚ ዝ
New Eritrean Music 2018 'Flyti'ya' by Yohannes Tekle (John Beja Asmara)
ብመጀመርታ ነቲ ብዘይ ክፍሊት ዕደምይ ምሉእ ብጥዕናን ብፍቅርን ሂወተይ ንኽነብርን ንኽሰርሕን ዝገበርካ ልዑል ፈጣሪ ክብርን ምስጋን ነዓኻ። ብምቅጻል ሰላም ንዓኹም ሰ